ብዝሓለዉ ተዋዳደርቲ፡መሃርትን ኣዛናጋዕትን ፊልምታታ ሃገርና እናተዘናጋዕና ሕብረተሰብና እንሃንጸሉ ባይታ እዩ!

احدث اصدار

الإصدار
تحديث
٢٣‏/٠١‏/٢٠٢٥
مطوّر البرامج
الفئة
Google Play ID
عمليات التثبيت
٥٬٠٠٠+

App APKs

Kabbee+ APP

ካቢፕላስ ምሉእ ብምሉእ ብፈጠራዊ ዓቕሚ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣባላት ካቢ ኣብ ሱዳን፡ ኢትዮጵያ፡ ዩጋንዳ፡ ኣሜሪካ፡ ጀርመን፡ ፊንላንድን ጣልያንን ዝማዕበለ መዘናግዕን መምሃርን ቀንዲ ካቢፕላስ ንተዓዘብቲ ሚዛኑ ዝሓለወ ፊልምታት ዝርእይሉ ባይታ ምፍጣር፡ ንስነጥበብን ስነጥበባውያን ሃገርናን ምእኩል ባይታ ምፍጣርን ከምኡ ድማ ብዝተረኽቡ መኽሰባት ብሓፈሻ ኣብ ምምዕባል ሕብረተሰብና ወፍሪ ምግባርን እዩ። ዋንነት ካቢፕላስ ብካቢ ኮይኑ፡ ቀንዲ ዕላማ ካቢ ብፍልጠት ዝተሃንጹ፡ ገዛእ ርእሶም ዝኽእሉ ኣፍረይቲ ዜጋታት ምምልማል እዩ።

"እናተዘናጋዕና ንህነጽ ሕብረተሰብና !!!"

Kabbee + هو تطبيق ترفيهي وتعليمي تم إنشاؤه بواسطة زملائه أعضاء Kabbee في السودان وإثيوبيا وأمريكا وأوغندا وألمانيا وفنلندا وإيطاليا. الهدف الرئيسي من Kabbee + هو تزويد مجتمعنا بأفلام مسلية عالية الجودة وإنشاء منصة لتطوير فناني وفنون بلدنا. إلى جانب الأرباح التي نحصل عليها ، نستثمر في تطوير مجتمعنا. Kabbee + هو نتاج Kabbee. الهدف الأساسي لـ Kabbee هو بناء مواطنين متعلمين يعتمدون على أنفسهم.

"دعونا نبني مجتمعنا بينما نقوم بالترفيه!"
قراءة المزيد

اعلان